.
ንማሕበር ዕግበት ሕልና ዝምልከት ሕቶታት
Start
Secured
Survio
1
ኣብዛ ማሕበር ምህላውኩም ብድሌትኩም ካብ ኮነ፡ ኣብዛ ማሕበር ክቕየር ወይ ክህሉ ኣለዎ ትብልዎ ነገራት ኣለው'ዶ?
እወ ኣለዉ
የለን
ሓሳብ የብለይን
Continue
2
ነዛ ማሕበር ንምዕባይ ዓቕምኻ ዘፍቕዶ ተወፋይነት ከተበርክት ቁሩብ ዲኻ?
Select one answer
እወ
ብዝተፈላለየ ምኽንያት ኣብዛ ማሕበር ክሳተፍ ክኸብደኒ እዩ
Continue
3
ለውጢ ክህሉ ምስ ዘድሊ ኣብ ምንታይ ክህሉ ኣለዉ ትብሉ?
Select one or more answers
ኣብ ምምራሕ እዛ ማሕበር
ኣብ ወርሓዊ ክፍሊት
ኣብ ሕግታት እዛ ማሕበር
Continue
4
ራእይን ዕላማን ናይዛ ማሕበር ክሳብ ዝፈለጥካዮ፡ ምስ ናትካ ባህግን ኣራኣእያን ይሰማማዕ'ዶ?
Select one or more answers
እወ ይሰማማዕ እዩ።
ኣይፋል፡ ኣብ ገለ ምቕይያር የድሊ ኣሎ
Continue
5
ብውልቂ ንማሕበራዊ ዕላማታት ክትልግስ ዝድርኸካ እንታይ እዩ?
Select one or more answers
ንኻልኦት ናይ ምሕጋዝ ድሌት
ስምዒት ማሕበራዊ ሓላፍነት
ውልቃዊ ተመኩሮ ድኽነት ወይ ድሌት
ካልእ
Continue
6
ወርሕዊ ክፍሊት ናይዛ ማሕበር ከመይ ትርእዮ
Select one or more answers
መጠናዊ
ብዙሕ እዩ
ትሕቱ እዩ
Continue
7
ማሕበርና ንሓፈሻዊ ሓገዝ ዘጠቃለለ ክኸውን ኣለዋ'ዶ ትብል?
Select one answer
እው ንኹሉ
ሓገዝ ናይዛ ማሕበር ኣብ ሓደ ኣንፈት ተዝኸውን ጽቡቕ ኔሩ (ኣብ ድኽነት ንዘለዉ ጠራይ ወይ ኣብ ስደት ንዘለው፡ ንስንኩላትን ወዘት)
Continue
8
ዌብሳይት(website) ነዛ ማሕበር የድልያ'ዶ (ከም www.egbethlna.com ዝኣመሰለ)
Select one answer
እወ
ኣይደድልን'ዩ
Continue
9
ርክብ ናይ ግዜ (ኣኼባ) ምስ ኣባላት ብዛዕባ ዘሎ ምዕባለ ናይዛ ማሕበር ይኹን ሓደሽቲ ነገራት እንተወሕደ ኣብ ክንደይ ሰሙናት ክኸውን ኣለዎ
Select one answer
2 ሰሙን
4 ሰሙን
ኣብ ክልተ ወርሒ
Other (please specify)
Continue
10
ርክብ ብቴለፎን ኣብ ንገብረሉ እዋናት፡ ርክብና ንውሓቱ ክሳብ ክንደይ ክኸውን ኣለዎ?
Select one answer
ካብ 30 ደቂቕ ክሳብ 1 ሰዓት
ካብ 1 ሰዓት ክሳብ 2 ሰዓት
Other (please specify)
Continue
Submit